1
ግብሪ ሃዋርያት 19:6
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ጳውሎስ ኢዱ ምሰ ኣንበረሎም ድማ፥ መንፈስ ቅዱስ ኣብኣቶም ወረደ። ሽዑ ብቛንቋታት ተዛረቡን ተነበዩን።
Thelekisa
Phonononga ግብሪ ሃዋርያት 19:6
2
ግብሪ ሃዋርያት 19:11-12
እግዚኣብሄር ከዓ ብኢድ ጳውሎስ ብዙሕ ዘደንቕ ተኣምራት ይገብር ነበረ። እንሆ ድማ፥ መንዲል ወይ ክዳን ካብ ሰብነቱ ወሲዶም፥ ኣብቶም ሕሙማት የንብሩ እሞ፥ ሕማሞም ይሓድጎም፤ ርኹሳት መናፍስቲ እውን ካብኣቶም ይወፁ ነበሩ።
Phonononga ግብሪ ሃዋርያት 19:11-12
3
ግብሪ ሃዋርያት 19:15
እቲ ርኹስ መንፈስ ድማ “ንኢየሱስ እፈልጦ፤ ንጳውሎስውን እፈልጦ እየ፤ ንስኻትኩም ደኣ እንታዎት ኢኹም?” በሎም።
Phonononga ግብሪ ሃዋርያት 19:15
Ekuqaleni
IBhayibhile
Izicwangciso
Iividiyo