1
ኢዩኤል 3:10
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ማሕረሻኹም ሰይፊ፥ ንማዕፂድኩም ድማ ዂናት ክኸውን ቀጥቅጥዎ፤ እቲ ድኹም ድማ፥ ኣነ ጅግና እየ ይበል።
Bandingkan
Selidiki ኢዩኤል 3:10
2
ኢዩኤል 3:15-16
ፀሓይን ወርሕን ፀልሚተን እየን፤ ከዋኽብቲ ድማ ብርሃኖም ሰዊሮም እዮም። እግዚኣብሄር ካብ ፅዮን፥ ድምፁ ልዕል ኣቢሉ የስምዕ፤ ድምፁውን ልዕል ኣቢሉ፥ ካብ ኢየሩሳሌም ቃሉ ይህብ፤ ሰማይን ምድርን ከዓ የንቀጥቅጡ፤ ግናኸ እግዚኣብሄር ንህዝቡ መዕቘቢ፥ ንደቂ እስራኤል ድማ ዕርዲ ክኸውን እዩ።
Selidiki ኢዩኤል 3:15-16
Halaman Utama
Alkitab
Pelan
Video