1
ግብሪ ሃዋርያት 6:3-4
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ስለዙይ ኣቱም ኣሕዋትና፥ ነዝ ጉዳይ እዙይ ክንሸሞም፥ ካባኻትኩም ብፅቡቕ ዝተመስከረሎም፥ መንፈስ ቕዱስን ጥበብን ዝመልኦም፥ ሸውዓተ ሰባት ሕረዩ፤ ንሕና ግና ኣብ ፀሎትን፥ ኣብ ምምሃር ቃሉን፥ ክንተግህ ኢና” በልዎም።
Bandingkan
Selidiki ግብሪ ሃዋርያት 6:3-4
2
ግብሪ ሃዋርያት 6:7
ቃል እግዚኣብሄር ድማ እናሰፍሐን እናተባፅሐን ከደ፤ ቍፅሪ እቶም ደቀ መዛሙርትውን፥ ኣብ ኢየሩሳሌም የመና እናበዝሐ ኸደ፤ ካብ ካህናትውን ብዙሓት ኣመኑ።
Selidiki ግብሪ ሃዋርያት 6:7
Halaman Utama
Alkitab
Pelan
Video