1
ዮሃንስ 9:4
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ሓደኳ ኽሰርሐላ ዘይከኣሎ ለይቲ ትመፅእ ኣላ እሞ፥ መዓልቲ እንተላ፥ ግብሪ እቲ ዝለኣኸኒ ኽሰርሕ ይግብአኒ እዩ።
Salīdzināt
Izpēti ዮሃንስ 9:4
2
ዮሃንስ 9:5
ኣብ ዓለም እንተለኹ፥ ኣነ ናይ ዓለም ብርሃን እየ።”
Izpēti ዮሃንስ 9:5
3
ዮሃንስ 9:2-3
ደቀ መዛሙርቱ ድማ፥ “መምህር፥ እዝ ሰብ እዙይ ዕዉር ኮይኑ ዝተወለደ፥ ብናይ መን ሓጢኣት እዩ? ብናይ ባዕሉ ድዩ ወይ ብናይ ወለዱ?” ኢሎም ጠየቕዎ። ኢየሱስ ከዓ ኸምዙይ ኢሉ መለሰ፦ “ግብሪ እግዚኣብሄር ኣብኡ ምእንቲ ኽግለፅ ደኣ እምበር፥ ብናይ ባዕሉ ወይ ብናይ ወለዱ ሓጢኣት ኣይኮነን።
Izpēti ዮሃንስ 9:2-3
4
ዮሃንስ 9:39
ኢየሱስ ድማ “ኣነ እቶም ዘይሪኡ ምእንቲ ኽሪኡ፥ እቶም ዝሪኡ ኸዓ ምእንቲ ኽዓውሩ፥ ንፍርዲ እየ ናብዛ ዓለም እዚኣ መፂአ ዘለኹ” በለ።
Izpēti ዮሃንስ 9:39
Mājas
Bībele
Plāni
Video