1
1ይ ቆሮንቶስ 8:6
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ንኣና ግና ዅሉ ኻብኡ ዝኾነ፥ ንሕናውን ንእኡ ዝኾንና፥ ሓደ እግዚኣብሄር ኣብ ኣለና፤ ከምኡውን፥ ኵሉ ብእኡ ዝተፈጥረን፥ ንሕናውን ብእኡ እንነብርን፥ ሓደ ጐይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣለና።
Salīdzināt
Izpēti 1ይ ቆሮንቶስ 8:6
2
1ይ ቆሮንቶስ 8:1-2
ብዛዕባ ንጣዖት ዝተሰውአ ግና፥ “ኵላትና ፍልጠት ከም ዘለና” ንፈልጥ ኢና። ፍልጠት ትዕቢት የሕድር፤ ፍቕሪ ግና ይሃንፅ። ዝኾነ ሰብ ዝፈልጥ እንተ መሰሎ፥ ነቲ ዝፈልጦ፥ ከምቲ ዝግብኦ ገይሩ ገና ኣይፈለጦን።
Izpēti 1ይ ቆሮንቶስ 8:1-2
3
1ይ ቆሮንቶስ 8:13
እምበኣር ምግቢ ንሓወይ ዘዐንቅፎ እንተ ኾይኑስ፥ ንሓወይ ምእንቲ ኸየዐንቅፎ፥ ንሓዋሩ ፈፂመ ስጋ ኣይበልዕን እየ።
Izpēti 1ይ ቆሮንቶስ 8:13
4
1ይ ቆሮንቶስ 8:9
ግናኸ እቲ ሓርነትኩም፥ ነቶም ብእምነቶም ዘይጠንከሩ መዐንቀፊ ኸይኾኖም ተጠንቀቑ።
Izpēti 1ይ ቆሮንቶስ 8:9
Mājas
Bībele
Plāni
Video