1
ማቴዎስ 10:16
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
“እንሆ ኣነ ኸም ኣባጊዕ፥ ናብ ማእኸል ተዃሉ እሰደኩም ኣለኹ፤ ደጊም ከም ተመን ብልህታት፥ ከም ርግቢ ኸዓ የዋሃት ኩኑ።
Usporedi
Istraži ማቴዎስ 10:16
2
ማቴዎስ 10:39
ንህይወቱ ኸድሕና ዝደለየ ኸጥፍኣ እዩ፤ ንህይወቱ ምእንታይ ዘጥፍኣ ግና ኸድሕና እዩ።
Istraži ማቴዎስ 10:39
3
ማቴዎስ 10:28
ነቲ ነፍስን ስጋን ኣብ ገሃነም ከእቱ ዝከኣሎ ደኣ ፍርሕዎ እምበር፥ ነቶም ንስጋ ዝቐትሉ፥ ንነፍሲ ግና ኽቐትልዋ ዘይከኣሎም፥ ኣይትፍርሕዎም።
Istraži ማቴዎስ 10:28
4
ማቴዎስ 10:38
እቲ መስቀሉ ፆይሩ ደድሕረይ ዘይኽተል ንኣይ ዝግባእ ኣይኮነን።
Istraži ማቴዎስ 10:38
5
ማቴዎስ 10:32-33
“ንዅሉ ኣብ ቅድሚ ሰብ ዝምስክረለይ፥ ኣነ ኸዓ ኣብ ቅድሚ እቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣቦይ ክምስክረሉ እየ። ኣብ ቅድሚ ሰብ ንዝኽሕደኒ ግና፥ ኣነውን ኣብ ቅድሚ እቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣቦይ ክኽሕዶ እየ።
Istraži ማቴዎስ 10:32-33
6
ማቴዎስ 10:8
ሕሙማት ኣሕውዩ፤ ምዉታን ኣተስኡ፤ ለምፃማት ኣንፅሁ፤ ኣጋንንቲ ኣውፅኡ፤ ብዘይ ዋጋ ዝተቐበልኩምዎ ብዘይ ዋጋ ሃቡ።
Istraži ማቴዎስ 10:8
7
ማቴዎስ 10:31
እምበኣርከስ ንስኻትኩም ካብ ብዙሓት ኣዕዋፍ፥ እምብዛ ትበልፁ ኢኹም እሞ ኣይትፍርሑ።
Istraži ማቴዎስ 10:31
8
ማቴዎስ 10:34
“ኣነ ናብ ምድሪ ሰላም ከውርድ ዝመፃእኹ ኣይምሰልኩም፤ ሰይፊ እምበር ሰላም ከውርድ ኣይመፃእኹን።
Istraži ማቴዎስ 10:34
Početna
Biblija
Planovi
Filmići