1
ሚልክያስ 2:16
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ምፍታሕ እፀልእ እየ፤ ይብል ኣምላኽ እስራኤል እግዚኣብሄር። ንኽዳኑ፥ ብግፍዒ ተግባር ንዝሽፍን ሰብ እፀልእ፤ ይብል ጐይታ ሰራዊት እግዚኣብሄር። ስለዙይ ከይተታልሉ መንፈስኩም ሓልዉ።
Comparar
Explorar ሚልክያስ 2:16
2
ሚልክያስ 2:15
እግዚኣብሄር ናይ ህይወት መንፈስ፥ ሓደ ገይሩዶ ሓልዩልና ኣይኮነን? ንሱ ዝደልዮ እንታይ እዩ? ቅዱስ ዘርኢዶ ኣይኮነን? እምበኣርከስ መንፈስኩም ሓልዉ፤ ዝኾነ ሰብ፥ ንሰበይቲ ንእስነቱ ኣየታልል።
Explorar ሚልክያስ 2:15
Inicio
Biblia
Planes
Vídeos