1
ኢዩኤል 3:10
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ማሕረሻኹም ሰይፊ፥ ንማዕፂድኩም ድማ ዂናት ክኸውን ቀጥቅጥዎ፤ እቲ ድኹም ድማ፥ ኣነ ጅግና እየ ይበል።
Comparar
Explorar ኢዩኤል 3:10
2
ኢዩኤል 3:15-16
ፀሓይን ወርሕን ፀልሚተን እየን፤ ከዋኽብቲ ድማ ብርሃኖም ሰዊሮም እዮም። እግዚኣብሄር ካብ ፅዮን፥ ድምፁ ልዕል ኣቢሉ የስምዕ፤ ድምፁውን ልዕል ኣቢሉ፥ ካብ ኢየሩሳሌም ቃሉ ይህብ፤ ሰማይን ምድርን ከዓ የንቀጥቅጡ፤ ግናኸ እግዚኣብሄር ንህዝቡ መዕቘቢ፥ ንደቂ እስራኤል ድማ ዕርዲ ክኸውን እዩ።
Explorar ኢዩኤል 3:15-16
Inicio
Biblia
Planes
Vídeos