1
ግብሪ ሃዋርያት 12:5
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ስለዙይ ጴጥሮስ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይሕሎ ነበረ፤ እታ ቤተ ክርስቲያን ግና፥ ምእንታኡ ተጊሃ፥ ናብ እግዚኣብሄር ትፅሊ ነበረት።
Comparar
Explorar ግብሪ ሃዋርያት 12:5
2
ግብሪ ሃዋርያት 12:7
እንሆ ኸዓ መልኣኽ እግዚኣብሄር ናብኡ ወሪዱ ተርኣየ፤ ኣብታ ቤት ማእሰርቲ ድማ፥ ብርሃን በርሀ፤ እቲ መልኣኽ ንጴጥሮስ ጐኑ ነኺኡ “ቐልጢፍካ ተስእ!” በሎ፤ እተን መዋቕሕ ድማ፥ ካብ ኣእዳዉ ወደቓ።
Explorar ግብሪ ሃዋርያት 12:7
Inicio
Biblia
Planes
Vídeos