1
ማቴዎስ 11:28
መፅሓፍ ቅዱስ
“ኣቱም እትፅዕሩን ፆር ዝኸበደኩምን ኵልኻትኩም ናባይ ንዑ፤ ኣነውን ከዕርፈኩም እየ።
Compare
Explore ማቴዎስ 11:28
2
ማቴዎስ 11:29
ኣርዑተይ ፁሩ፤ ካባይውን ተምሃሩ፤ ኣነ የዋህ እየ፤ ልበይውን ትሑት እዩ እሞ፥ ንነፍስኹም ዕረፍቲ ኽትረኽቡ ኢኹም።
Explore ማቴዎስ 11:29
3
ማቴዎስ 11:30
ኣርዑተይ ልዙብ፥ ፆረይውን ቀሊል እዩ እሞ።”
Explore ማቴዎስ 11:30
4
ማቴዎስ 11:27
ካብ ኣቦይ ኵሉ ተውሂቡኒ ኣሎ። ብዘይ ኣብ፥ ንወልድ ዝፈልጦ ሓደ እኳ የለን፤ ንኣብውን፥ ብዘይ ወልድን እቲ ወልድ ኽገልፀሉ ዝደለየን እንተ ዘይኮይኑ፥ ሓደ እኳ ዝፈልጦ የለን።
Explore ማቴዎስ 11:27
5
ማቴዎስ 11:4-5
ኢየሱስ ከዓ፦ “ኬድኩም፥ እዝ እትሰምዕዎን እትሪእዎን ዘለኹም ንዮሃንስ ንገርዎ። ዕዉራት ይሪኡ፤ ሓንካሳት ይኸዱ፤ ለምፃማት ይነፅሁ፤ ፀማማት ይሰምዑ፤ ምዉታን ይትስኡ፤ ድኻታት ወንጌል ይብሰሩ ኣለዉ።
Explore ማቴዎስ 11:4-5
6
ማቴዎስ 11:15
ዝሰምዕ እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ።
Explore ማቴዎስ 11:15
Home
Bible
Plans
Videos