1
ማርቆስ 4:39-40
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ንሱ ኸዓ ተሲኡ ነቲ ነፋስ ገሰፆ፤ ነታ ባሕሪ ድማ “ፀጥ በሊ! ህድኢ!” በላ። እቲ ንፋስ ድማ ፀጥ በለ፤ ዓብዪ ህድኣትውን ኮነ። ንሱ ኸዓ ንደቀ መዛሙርቱ “ስለ ምንታይ ትፈርሑ? ክሳዕ ክንድዙይዶ እምነት የብልኩምን?” በሎም።
قارن
اكتشف ማርቆስ 4:39-40
2
ማርቆስ 4:41
ንሳቶም ግና የመና ፈርሑ፤ ንስንሳቶም ድማ “እዝ ንፋስን ባሕርን ዝእዘዝዎስ፥ መን እዩ!” ተበሃሃሉ።
اكتشف ማርቆስ 4:41
3
ማርቆስ 4:38
ኢየሱስ ግና ብወገን ድሕሪት እታ ጃልባ ተተርኢሱ ደቂሱ ነበረ። ደቀ መዛሙርቱ ድማ ኣበራቢሮም፥ “መምህር፥ ምጥፋእና ኣየሕዝነካን ድዩ?” በልዎ።
اكتشف ማርቆስ 4:38
4
ማርቆስ 4:24
መሊሱ ድማ ኸምዙይ በሎም፦ “ነቲ እትሰምዕዎ ኣስተብህሉሉ። በቲ እትሰፍሩሉ መስፈሪ ኽስፈረልኩም፥ ክውሰኸልኩምውን እዩ።
اكتشف ማርቆስ 4:24
5
ማርቆስ 4:26-27
ከምዙይ ድማ በለ፦ “መንግስቲ እግዚኣብሄር፥ ኣብ ግራቱ ዘርኢ ኸም ዝዘርእ ሰብ እያ። ንሱ ብለይቲ ይድቅስ ብመዓልቲ ድማ ይትስእ፤ እቲ ዘርኢ ድማ ንሱ እንተይፈለጠ ይበቍል፤ ይዓቢውን።
اكتشف ማርቆስ 4:26-27
6
ማርቆስ 4:23
ዝሰምዕ እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ።”
اكتشف ማርቆስ 4:23
الصفحة الرئيسية
الكتاب المقدس
خطط
فيديوهات