1
ዮሃንስ 20:21-22
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ሽዑ ኢየሱስ መሊሱ “ሰላም ንኣኻትኩም ይኹን፤ ከምቲ ኣብ፥ ንኣይ ዝለኣኸኒ ኣነውን ከምኡ እልእኸኩም ኣለኹ” በሎም። እዙይ ኢሉ ኡፍ በለሎም እሞ፥ “መንፈስ ቅዱስ ተቐበሉ!
አወዳድር
{{ጥቅስ}} ያስሱ
2
ዮሃንስ 20:29
ኢየሱስ ድማ ንቶማስ “ስለ ዝረአኻኒዶ ኣሚንካ? እቶም እንተይረአዩ ዝኣምኑ፥ ብፁኣን እዮም” በሎ።
3
ዮሃንስ 20:27-28
ድሕሪዙይ ንቶማስ፥ “ኣፃብዕትካ ናብዙይ ኣምፅእ፤ ኣእዳወይውን ረአ፤ ኢድካ ናብዙይ ኣምፅእ እሞ፥ ናብ ጐነይ ሰዲድካ ኣእትዎ። ኣማኒ እምበር፥ ዘይኣማኒ ኣይትኹን” በሎ። ቶማስ ከዓ መሊሱ “ጐይታይን፥ ኣምላኸይን!” በሎ።
ቤት
መጽሐፍ ቅዱስ
እቅዶች
ቪዲዮዎች