1
ዘሌዋውያን 18:22
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ምስ ሰበይቲ ኸም እትድቅስ፥ ምስ ሰብኣይ ኣይትደቅስ፤ እዙይ ርኽሰት እዩ።
對照
探尋 ዘሌዋውያን 18:22
2
ዘሌዋውያን 18:23
ከይትረክስ ምስ ዝኾነ እንስሳ ኣይትራኸብ። ሰበይቲ ድማ ኽትራኸብ ኢላ ኣብ ቅድሚ እንስሳ ደው ኣይትበል፤ እዙይ ነውሪ እዩ።
探尋 ዘሌዋውያን 18:23
3
ዘሌዋውያን 18:21
ካብ ደቅኻ ንጣዖት ሞሎኽ ክስዋእ ኣሕሊፍካ ኣይተሃብ፤ ስም ኣምላኽካውን ኣይተርክስ፤ ኣነ እግዚኣብሄር እየ።
探尋 ዘሌዋውያን 18:21
首頁
聖經
計畫
視訊