1
ዘፀኣት 14:14
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
እግዚኣብሄር ክዋግአልኩም እዩ እሞ ህድኡ” በሎም።
對照
探尋 ዘፀኣት 14:14
2
ዘፀኣት 14:13
ሽዑ ሙሴ ነቶም ህዝቢ “ኣይትፍርሑ፤ ፅንዑ፤ ነቲ እግዚኣብሄር ሎሚ ዝገብረልኩም ምድሓን ርአዩ። እዞም ሎሚ እትሪእዎም ግብፃውያን ደጊም ንዘለኣለም ኣይትሪእዎምን ኢኹም።
探尋 ዘፀኣት 14:13
3
ዘፀኣት 14:16
ንስኻ ድማ በትርኻ ብኢድካ ኣልዒልካ፥ ናብ ልዕሊ ባሕሪ ዘርግሓያ፤ ኽፈሎውን። ደቂ እስራኤል ድማ ብማእኸል ባሕሪ ብንቑፅ ይሕለፉ።
探尋 ዘፀኣት 14:16
4
ዘፀኣት 14:31
ደቂ እስራኤል ነቲ እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሊ ግብፃውያን ዝገበሮ ዓብዪ ኢድ ምስ ረአዩ፥ ንእግዚኣብሄር ፈርሕዎ። ብእግዚኣብሄርውን ኣመኑ፤ ብባርያኡ ሙሴውን ኣመኑ።
探尋 ዘፀኣት 14:31
首頁
聖經
計畫
視訊