1
ዘካርያስ 7:9
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
“ጐይታ ሰራዊት እግዚኣብሄር ከምዙይ ኢሉ ተዛረበ፦ ‘ሓቀኛ ፍርዲ ፍረዱ፤ ኵልኻትኩም ድማ ነሕዋትኩም ሰናይን ምሕረትን ግበሩ።
對照
ዘካርያስ 7:9 探索
2
ዘካርያስ 7:10
ንመበለትን ንደኽታምን ንስደተኛን ንድኻን ኣይትግፍዑ፤ ካባኻትኩምውን፥ ሓደ እኳ ብልቡ ንሓዉ ኽፉእ ነገር ኣይሕሰብ።’
ዘካርያስ 7:10 探索
主頁
聖經
計劃
影片