1
ማርቆስ 11:24
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ስለዙይ ኵሉ እትፅልይዎን እትልምንዎን፥ ከም ዝተቐበልኩምዎ እመኑ እሞ፥ ክኾነልኩም እዩ እብለኩም ኣለኹ።
對照
ማርቆስ 11:24 探索
2
ማርቆስ 11:23
ኵሉ እቲ ዝልምኖ ኸም ዝፍፀም እንተይተጠራጠረ ብልቡ ዝኣምን፥ ነዝ እምባ እዙይ ‘ካብዙይ ተልዒልካ ናብቲ ባሕሪ ተወርወር’ እንተ በሎ፥ ከም ዝኾነሉ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ።
ማርቆስ 11:23 探索
3
ማርቆስ 11:25
ክትፅልዩ እንተለኹም ከዓ፥ ሰማያዊ ኣቦኻትኩም በደልኩም ምእንቲ ይቕረ ኽብለልኩም፥ ንብፃይኩም ዝተቐየምኩምዎ እንተ ሃልዩ፥ ይቕረ በሉሉ።
ማርቆስ 11:25 探索
4
ማርቆስ 11:22
ኢየሱስ ከዓ መሊሱ፥ “ብእግዚኣብሄር እመኑ፤
ማርቆስ 11:22 探索
5
ማርቆስ 11:17
“ ‘ቤተይ ንዅሎም ኣህዛብ፥ ቤተ ፀሎት ተብሂሉ ኽፅዋዕ እዩ’ ዝብልዶ ተፅሒፉ የለን እዩ? ንስኻትኩም ግና በዓቲ ኸተርቲ ገበርኩምዎ” በሎም።
ማርቆስ 11:17 探索
6
ማርቆስ 11:9
እቶም ዝመርሑን እቶም ዝስዕቡን ድማ “ሆሳዕና! ብስም እግዚኣብሄር ዝመፅእ ቡሩኽ እዩ!
ማርቆስ 11:9 探索
7
ማርቆስ 11:10
እታ እትመፅእ ዘላ መንግስቲ ኣቦና ዳዊትውን ብርኽቲ እያ፤ ሆሳዕና ኣብ ኣርያም!” እናበሉ ዓው ኢሎም ድምፂ የስምዑ ነበሩ።
ማርቆስ 11:10 探索
主頁
聖經
計劃
影片