ናሆም መእተዊ

መእተዊ
ትንቢተ ናሆም ብዛዕባ ውድቀት ነነዌ ዝገልፅን ዝትርኽን ፅሑፍ እዩ። ነነዌ፥ ርእሲ ኸተማ ናይታ ንእስራኤል ፀላኢትን ጨቋኒትን ዝነበረት መንግስቲ ኣሶር እያ፤ ኣብ መወዳእታ ሻውዓይ ዘመን ቅድሚ ልደት ክርስቶስ ነነዌ ዓነወት። ውድቀታ፥ ምልክት ናይቲ እግዚኣብሄር ንሓንቲ ፍትሕን ርህራሀን ዘይብላ ሃገር ዘውረደላ ፍርዲ እዩ።
ትሕዝቶ
1. ቍጥዓ እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሊ ነነዌ 1፡1-15
2. ውድቀት ነነዌ 2፡1-3፡19

高亮显示

分享

复制

None

想要在所有设备上保存你的高亮显示吗? 注册或登录