ዘፀኣት 26:33

ዘፀኣት 26:33 ትመ15

እቲ መጋረጃ ኸዓ ኣብ ትሕቲ እቲ ቝልፍታት ስቐሎ፤ ነቲ ዓሰርተ ትእዛዛት ዝተፅሓፎ ፅላት ድማ ናብ ውሽጢ እቲ መጋረጃ ኣእትዎ። እቲ መጋረጃ ኸዓ ኣብ መንጎ ቕድስትን፥ ቅድስተ ቅዱሳንን ይፍለየልኩም።