YouVersion 标志
圣经计划视频
获取软件
选择语言
搜索图标

ግብሪ ሃዋርያት 4 的热门经文

1

ግብሪ ሃዋርያት 4:12

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

ብእኡ ኽንድሕን ዝግባእ ካልእ ስም፥ ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንደቂ ሰብ ኣይተውሃበን እዩሞ፥ ድሕነት ብኻልእ ከቶ የለን።”

对照

探索 ግብሪ ሃዋርያት 4:12

2

ግብሪ ሃዋርያት 4:31

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

እናፀለዩ እንተለዉ፥ እቲ ተኣኪቦሙሉ ዝነበሩ ስፍራ ተናወፀ፤ ኵላቶም ድማ ብመንፈስ ቅዱስ ተመልኡ፤ ቃል እግዚኣብሄርውን ብትብዓት ተዛረቡ።

对照

探索 ግብሪ ሃዋርያት 4:31

3

ግብሪ ሃዋርያት 4:29

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

ሕዚ ድማ፥ ኦ ጐይታ! ምፍርራሖም ረአ፤ ንኣገልገልትኻ ኸዓ፥ ቃልካ ብምሉእ ትብዓት ክናገሩ ኣኽእሎም።

对照

探索 ግብሪ ሃዋርያት 4:29

4

ግብሪ ሃዋርያት 4:11

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

ንሱ እቲ ንስኻትኩም ነደቕቲ ዝነዓቕኩምዎ፥ ግና ርእሲ መኣዝን ዝኾነ እምኒ እዩ።

对照

探索 ግብሪ ሃዋርያት 4:11

5

ግብሪ ሃዋርያት 4:13

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

ትብዓት ጴጥሮስን ዮሃንስን ምስ ረአዩ፥ ዘይተምሃሩን ተራ ሰባት ምዃኖምውን ምስ ፈለጡ ተገረሙ፤ ምስ ኢየሱስ ከም ዝነበሩ ድማ ኣለለይዎም።

对照

探索 ግብሪ ሃዋርያት 4:13

6

ግብሪ ሃዋርያት 4:32

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

እቶም ዝኣመኑ ዅላቶም ሓደ ልብን ሓደ ሓሳብን ነበሩ፤ ንብረቶም ብምሉኡ ናይ ሓባር ደኣ ነበረ እምበር፥ ካብኣቶም ሓደኳ እዙይ ናተይ እዩ ዝብል ኣይነበሮምን።

对照

探索 ግብሪ ሃዋርያት 4:32

上一章
下一章
YouVersion

我们要鼓励、挑战你每天亲近上帝。

事工

关于我们

就职机会

义工

博客

新闻区

有用链接

帮助

捐赠

圣经译本

音频圣经

译本语言

今日经文


此数字事工属于

Life.Church
English (US)

©2025 Life.Church / YouVersion

隐私政策使用条款
漏洞披露方案
FacebookTwitterInstagramYouTubePinterest

主页

圣经

计划

视频