YouVersion 标志
圣经计划视频
获取软件
选择语言
搜索图标

ግብሪ ሃዋርያት 20 的热门经文

1

ግብሪ ሃዋርያት 20:35

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

ከምኡውን ስራሕ ምስራሕ፥ ድኻታት ምርዳእ ከም ዝግባእ፥ ጐይታና ኢየሱስ ‘ካብቲ ዝቕበል፥ እቲ ዝህብ ዝበለፀ ዝተባረኸ እዩ’ ዝበሎ ቓል ዘክሩ።”

对照

探索 ግብሪ ሃዋርያት 20:35

2

ግብሪ ሃዋርያት 20:24

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

ኣነ ግና ፀጋ እግዚኣብሄር ዝኾነ ወንጌል ንኽምስክርን ካብ ጐይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተውሃበኒ ልእኽቶይን ጕያይን ክሳዕ ዝፍፅም፥ ንህይወተይ ኣየናሕስየላን፤ ከም ክብርቲ ገይረውን ኣይሪኣን እየ።”

对照

探索 ግብሪ ሃዋርያት 20:24

3

ግብሪ ሃዋርያት 20:28

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

ስለዙይ ንርእስኹምን፥ ነታ ክርስቶስ ብደሙ ዝተቤዘዋ ቤተ ክርስቲያን እግዚኣብሄርን ክትሕልዉ፥ መንፈስ ቅዱስ ኤጲስ ቆጶሳት ገይሩ ኣብኣ ዝሸመኩም፥ ነቲ ዅሉ መጓሰ ሓልዉ።

对照

探索 ግብሪ ሃዋርያት 20:28

4

ግብሪ ሃዋርያት 20:32

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

ሕዚ ድማ፥ ንእግዚኣብሄር ነቲ ኽሃንፀኩምን፥ ምስ ኵላቶም ቅዱሳን ርስቲ ኽህበኩምን ዝኽእል ቃል ፀጋኡ፥ ሓደራ እህበኩም ኣለኹ።

对照

探索 ግብሪ ሃዋርያት 20:32

上一章
下一章
YouVersion

我们要鼓励、挑战你每天亲近上帝。

事工

关于我们

就职机会

义工

博客

新闻区

有用链接

帮助

捐赠

圣经译本

音频圣经

译本语言

今日经文


此数字事工属于

Life.Church
English (US)

©2025 Life.Church / YouVersion

隐私政策使用条款
漏洞披露方案
FacebookTwitterInstagramYouTubePinterest

主页

圣经

计划

视频