YouVersion 标志
圣经计划视频
获取软件
选择语言
搜索图标

ግብሪ ሃዋርያት 2 的热门经文

1

ግብሪ ሃዋርያት 2:38

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

ጴጥሮስ ድማ፦ “ተነስሁ፤ ሓጢኣትኩም ምእንቲ ኽሕደገልኩም፥ ኵልኻትኩም ብስም ኢየሱስ ክርስቶስ ተጠመቑ፤ ውህብቶ መንፈስ ቅዱስውን ክትቅበሉ ኢኹም።

对照

探索 ግብሪ ሃዋርያት 2:38

2

ግብሪ ሃዋርያት 2:42

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

ንሳቶም ከዓ ትምህርቲ ሃዋርያት ብምክትታልን፥ ሓቢሮም ብምንባርን፥ ብምቝራስ እንጀራን፥ ብፀሎትን ፀኒዖም ነበሩ።

对照

探索 ግብሪ ሃዋርያት 2:42

3

ግብሪ ሃዋርያት 2:4

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

ንዅሎም ድማ መንፈስ ቅዱስ መልኦም፤ መንፈስ ቅዱስ ክዛረቡ ኸም ዝሃቦምውን፥ ብኻልእ ቋንቋታት ክዛረቡ ጀመሩ።

对照

探索 ግብሪ ሃዋርያት 2:4

4

ግብሪ ሃዋርያት 2:2-4

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

ብድንገት ከም ብርቱዕ ኣውሎ ንፋስ፥ ካብ ሰማይ ድምፂ መፀ። ነታ ተቐሚጦሙላ ዝነበሩ ቤትውን መልኣ። ልሳናት ሓዊ ዝመስል ድማ ተርኣዮም፤ ተመቓቒሉ ኸዓ፥ ኣብ ልዕሊ ነፍሲ ወከፎም ተቐመጠ። ንዅሎም ድማ መንፈስ ቅዱስ መልኦም፤ መንፈስ ቅዱስ ክዛረቡ ኸም ዝሃቦምውን፥ ብኻልእ ቋንቋታት ክዛረቡ ጀመሩ።

对照

探索 ግብሪ ሃዋርያት 2:2-4

5

ግብሪ ሃዋርያት 2:46-47

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

በብመዓልቱውን፥ ኣብ ቤተ መቕደስ እንተየቋረፁ፥ ብሕብረት ፀኒዖም ይእከቡ ነበሩ። ኣብ ገዛውቶም እንጀራ እናቘረሱ ኸዓ፥ ብታሕጓስን ብቕኑዕ ልብን፥ ኣብ ማእዲ ይሳተፉ ነበሩ፤ ንእግዚኣብሄርውን የመስግኑ ነበሩ፤ ኣብ ቅድሚ ዅሉ ህዝቢ ድማ ሞገስ ነበሮም፤ እግዚኣብሄር ከዓ፥ ዝድሕኑ ዕለት ዕለት፥ ናብቲ ማሕበር ይውስኽ ነበረ።

对照

探索 ግብሪ ሃዋርያት 2:46-47

6

ግብሪ ሃዋርያት 2:17

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

‘በተን ዳሕረዎት መዓልቲታት፥ ከምዙይ ክኸውን እዩ ይብል እግዚኣብሄር፦ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ሰብ፥ ካብ መንፈሰይ ከፍስስ እየ፤ ኣወዳትኩምን ኣጓላትኩምን ክንበዩ፥ ኣጓብዝኩም ከዓ ራእይ ክሪኡ፥ ሽማግለታትኩምውን ሕልሚ ኽሓልሙ እዮም።

对照

探索 ግብሪ ሃዋርያት 2:17

7

ግብሪ ሃዋርያት 2:44-45

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

እቶም ዝኣመኑ ዅሎም ድማ፥ ሓቢሮም ይነብሩ ነበሩ። ዘለዎም ኵሉ ኸዓ ናይ ሓባር ነበረ፤ ንሳቶም መሬቶምን ጥሪቶምን ሸይጦም፥ ንኹላቶም ከከም ዘድልዮም ይመቕልዎም ነበሩ።

对照

探索 ግብሪ ሃዋርያት 2:44-45

8

ግብሪ ሃዋርያት 2:21

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

ኵሉ ስም እግዚኣብሄር ዝፅውዕ ድማ፥ ክድሕን እዩ።’

对照

探索 ግብሪ ሃዋርያት 2:21

9

ግብሪ ሃዋርያት 2:20

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

እታ ዓባይን እተገርምን መዓልቲ እግዚኣብሄር እንተይመፀት፥ ፀሓይ ናብ ፀልማት፥ ወርሒ ኸዓ፥ ናብ ደም ክትልወጥ እያ።

对照

探索 ግብሪ ሃዋርያት 2:20

上一章
下一章
YouVersion

我们要鼓励、挑战你每天亲近上帝。

事工

关于我们

就职机会

义工

博客

新闻区

有用链接

帮助

捐赠

圣经译本

音频圣经

译本语言

今日经文


此数字事工属于

Life.Church
English (US)

©2025 Life.Church / YouVersion

隐私政策使用条款
漏洞披露方案
FacebookTwitterInstagramYouTubePinterest

主页

圣经

计划

视频