1
ዘፍጥረት 42:21
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ንስንሳቶም ከዓ “ንሓውና ብሓቂ በዲልና ኢና፤ እቲ ኣይትጨክኑለይ እናበለ ኽልምነና እንተሎ፥ ነፍሱ ኽትጭነቕ እናረአና ኣይሰማዕናዮን። ብናቱ ግፍዒ እዩ እዝ መከራ እዙይ ዝበፅሐና” ተበሃሃሉ።
Ṣe Àfiwé
Ṣàwárí ዘፍጥረት 42:21
2
ዘፍጥረት 42:6
ነታ ምድሪ ዝእዝዛ ዮሴፍ ነበረ፤ ንዅሉ ህዝቢ እታ ምድሪ እኽሊ ዝሸይጥ ድማ ንሱ ነበረ። ኣሕዋት ዮሴፍ ድማ መፂኦም፥ ኣብ ቅድሚኡ ኣብ ምድሪ ብገፆም ተደፊኦም ሰገዱሉ።
Ṣàwárí ዘፍጥረት 42:6
3
ዘፍጥረት 42:7
ዮሴፍ ነሕዋቱ ኣለለዮም፤ ንኣኣቶም ግና ጓና መሲሉ ቐረቦም፤ ኣትሪሩውን ተዛረቦም። “ካበይ ዝመፃእኹም ኢኹም?” ኢሉ ኸዓ ጠየቖም። ንሳቶም ድማ “ካብ ምድሪ ከነዓን እኽሊ ኽንሽምት ዝመፃእና ኢና” ኢሎም መለሱ።
Ṣàwárí ዘፍጥረት 42:7
Ilé
Bíbélì
Àwon ètò
Àwon Fídíò