1
ዘፍጥረት 11:6-7
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
እግዚኣብሄር ድማ “እንሆ፥ እዚኣቶም ሓደ ቛንቋ ዝዛረቡ ሓደ ህዝቢ እዮም። መጀመርታ ኽገብርዎ ዝሓሰቡ እዙይ እዩ። ድሕሪ ደጊም ነቲ ኽገብርዎ ዝሓሰቡ ኻብ ምፍፃም ዝኽልክሎም የለን። እምበኣር ንስንሳቶም ምእንቲ ኸይሰማምዑ፥ ንዑ ንውረድሞ ቛንቋኣቶም ንደባልቕ” በለ።
Ṣe Àfiwé
Ṣàwárí ዘፍጥረት 11:6-7
2
ዘፍጥረት 11:4
ሽዑ ኸዓ “ኣብ ልዕሊ ዅላ ምድሪ እንተይተበታተንና፥ ሰማይ ዝበፅሕ ግንቢ ዘለዋ ኸተማ ንስራሕ፥ ስምና ኸዓ ነፀውዕ” በሉ።
Ṣàwárí ዘፍጥረት 11:4
3
ዘፍጥረት 11:9
እግዚኣብሄር ቋንቋ ዅላ ምድሪ ስለ ዝደባለቐ፥ እታ ኸተማ “ባቢሎን” ተብሃለት። ካብኣ ኸዓ እግዚኣብሄር ናብ ኵላ ምድሪ በተኖም።
Ṣàwárí ዘፍጥረት 11:9
4
ዘፍጥረት 11:1
ኵሉ ምድሪ፥ ሓደ ቛንቋን ሓደ ዘረባን ነበሮ።
Ṣàwárí ዘፍጥረት 11:1
5
ዘፍጥረት 11:5
እግዚኣብሄር ድማ ነቲ ደቂ ኣዳም ዝሰርሕዎ ዝነበሩ ኸተማን ግንብን ክርኢ ወረደ።
Ṣàwárí ዘፍጥረት 11:5
6
ዘፍጥረት 11:8
እግዚኣብሄር ድማ ኻብኡ ናብ ኵላ ምድሪ ፋሕ ኣበሎም፤ ምህናፅ እታ ኸተማ ድማ ኣቋረፁ።
Ṣàwárí ዘፍጥረት 11:8
Ilé
Bíbélì
Àwon ètò
Àwon Fídíò