1
ግብሪ ሃዋርያት 12:5
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ስለዙይ ጴጥሮስ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይሕሎ ነበረ፤ እታ ቤተ ክርስቲያን ግና፥ ምእንታኡ ተጊሃ፥ ናብ እግዚኣብሄር ትፅሊ ነበረት።
Ṣe Àfiwé
Ṣàwárí ግብሪ ሃዋርያት 12:5
2
ግብሪ ሃዋርያት 12:7
እንሆ ኸዓ መልኣኽ እግዚኣብሄር ናብኡ ወሪዱ ተርኣየ፤ ኣብታ ቤት ማእሰርቲ ድማ፥ ብርሃን በርሀ፤ እቲ መልኣኽ ንጴጥሮስ ጐኑ ነኺኡ “ቐልጢፍካ ተስእ!” በሎ፤ እተን መዋቕሕ ድማ፥ ካብ ኣእዳዉ ወደቓ።
Ṣàwárí ግብሪ ሃዋርያት 12:7
Ilé
Bíbélì
Àwon ètò
Àwon Fídíò