1
ማርቆስ 4:39-40
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ንሱ ኸዓ ተሲኡ ነቲ ነፋስ ገሰፆ፤ ነታ ባሕሪ ድማ “ፀጥ በሊ! ህድኢ!” በላ። እቲ ንፋስ ድማ ፀጥ በለ፤ ዓብዪ ህድኣትውን ኮነ። ንሱ ኸዓ ንደቀ መዛሙርቱ “ስለ ምንታይ ትፈርሑ? ክሳዕ ክንድዙይዶ እምነት የብልኩምን?” በሎም።
موازنہ
تلاش ማርቆስ 4:39-40
2
ማርቆስ 4:41
ንሳቶም ግና የመና ፈርሑ፤ ንስንሳቶም ድማ “እዝ ንፋስን ባሕርን ዝእዘዝዎስ፥ መን እዩ!” ተበሃሃሉ።
تلاش ማርቆስ 4:41
3
ማርቆስ 4:38
ኢየሱስ ግና ብወገን ድሕሪት እታ ጃልባ ተተርኢሱ ደቂሱ ነበረ። ደቀ መዛሙርቱ ድማ ኣበራቢሮም፥ “መምህር፥ ምጥፋእና ኣየሕዝነካን ድዩ?” በልዎ።
تلاش ማርቆስ 4:38
4
ማርቆስ 4:24
መሊሱ ድማ ኸምዙይ በሎም፦ “ነቲ እትሰምዕዎ ኣስተብህሉሉ። በቲ እትሰፍሩሉ መስፈሪ ኽስፈረልኩም፥ ክውሰኸልኩምውን እዩ።
تلاش ማርቆስ 4:24
5
ማርቆስ 4:26-27
ከምዙይ ድማ በለ፦ “መንግስቲ እግዚኣብሄር፥ ኣብ ግራቱ ዘርኢ ኸም ዝዘርእ ሰብ እያ። ንሱ ብለይቲ ይድቅስ ብመዓልቲ ድማ ይትስእ፤ እቲ ዘርኢ ድማ ንሱ እንተይፈለጠ ይበቍል፤ ይዓቢውን።
تلاش ማርቆስ 4:26-27
6
ማርቆስ 4:23
ዝሰምዕ እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ።”
تلاش ማርቆስ 4:23
صفحہ اول
بائبل
مطالعاتی منصوبہ
Videos