ቈላስይስ 2:16-17
ቈላስይስ 2:16-17 ትመ15
ስለዙይ ብብልዕን መስተን፥ ብምብዓል በዓላትን፥ ባሕትን፥ ሰናብትን ዝመፀ፥ ሓደኳ ኣይፍረድኩም። እዝ ዅሉ፥ ናይቲ ኽመፅእ ዘለዎ ፅላሎት እዩ እሞ፤ እቲ ናይ ብሓቂ ህላዌ ዘለዎ ግና፥ ክርስቶስ እዩ።