Logótipo YouVersion
Ícone de pesquisa

ዘፍጥረት 39:20-21

ዘፍጥረት 39:20-21 ትመ15

ጐይታ ዮሴፍ ድማ ናብታ እሱራት ንጉስ ዝእሰሩላ ቤት ማእሰርቲ ኣእተዎ። ኣብታ ቤት ማእሰርቲ እንተሎ ግና፥ እግዚኣብሄር ምስ ዮሴፍ ነበረ፤ ምሕረቱውን ኣብዝሐሉ። ኣብ ቅድሚ እቲ ሓለቓ ቤት ማእሰርቲ ኸዓ ሞገስ ሃቦ።