ማቴዎስ 21:4-5

ማቴዎስ 21:4-5 ትመ15

እዝ ዅሉ ዝኾነ እቲ ብነቢይ “ንጓል ፅዮን፥ ‘እንሆ፥ የዋህን ፃድቕን ንጉስኪ፥ ኣብ ኣድግን ኣብ ገልገል ኣድግን ተቐሚጡ፥ ናባኺ ይመፅእ ኣሎ’ በልዋ” ዝተብሃለ ምእንቲ ኽፍፀም እዩ።

ማቴዎስ 21:4-5 को लागि पद छवि

ማቴዎስ 21:4-5 - እዝ ዅሉ ዝኾነ እቲ ብነቢይ
“ንጓል ፅዮን፥
‘እንሆ፥ የዋህን ፃድቕን ንጉስኪ፥
ኣብ ኣድግን ኣብ ገልገል ኣድግን ተቐሚጡ፥
ናባኺ ይመፅእ ኣሎ’ በልዋ”
ዝተብሃለ ምእንቲ ኽፍፀም እዩ።