1
ሉቃስ 7:47-48
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ስለዙይ ብዙሕ ስለ ዝፈተወት፥ ንኣኣ እቲ ብዙሕ ሓጢኣታ ተሓዲጉላ እዩ፤ እብለካ ኣለኹ። እቲ ቑሩብ ዝሕደገሉ ግና፥ ቁሩብ እዩ ዘፍቅር።” ንኣኣ ድማ፦ “ሓጢኣትኪ ተሓዲጉልኪ እዩ” በላ።
Mampitaha
Mikaroka ሉቃስ 7:47-48
2
ሉቃስ 7:50
ንሱ ግና ነታ ሰበይቲ “እምነትኪ እያ ዘድሓነትኪ፤ ብሰላም ኪዲ” በላ።
Mikaroka ሉቃስ 7:50
3
ሉቃስ 7:38
ብድሕሪኡ ኣብ ጥቓ እግሩ ኾይና፥ እናበኸየት በቲ ንብዓታ እግሩ ኽተርሕሶ ጀመረት፤ ብፀጕሪ ርእሳ እናደረዘት ድማ እግሩ ትስዕሞ፥ ጥዑም ዝጨናኡ ሽቱውን ትቐብኦ ነበረት።
Mikaroka ሉቃስ 7:38
4
ሉቃስ 7:7-9
ስለዙይ ድማ እየ፥ ናባኻ ንምምፃእ፥ ንርእሰይ ብቑዕ ገይረ ዘይቈፀርኩ። ግና ሓንቲ ቓል ተዛረብ ሓሽከረይ ክሓዊ እዩ። ኣነውን ሹም እየ፤ ኣብ ትሕተይውን ዝእዝዞም ወታደራት ኣለዉኒ፤ ነዙይ ‘ኪድ’ እብሎ ይኸይድ፤ ነቱይ ከዓ ‘ነዓ’ እብሎ ይመፅእ፤ ንሓሽከረይ ድማ ‘ከምዙይ ግበር’ እንተ በልክዎ፥ ይገብር” በሎ። ኢየሱስ ነዙይ ምስ ሰምዐ ተገረመ፤ ናብቶም ዝስዕብዎ ዝነበሩ ምልስ ኢሉ ኸዓ “ከምዙይ ዝበለ እምነት፥ ኣብ እስራኤል እኳ ኣይረኸብኩን፥ እብለኩም ኣለኹ” በሎም።
Mikaroka ሉቃስ 7:7-9
5
ሉቃስ 7:21-22
ሽዑ በታ ሰዓት እቲኣ፥ ኢየሱስ ካብ ሕማምን ቃንዛን፥ ካብ ርኹሳት መናፍስትን፥ ንብዙሓት ኣሕወየ፤ ንብዙሓት ዕዉራትውን ከም ዝሪኡ ገበሮም። ኢየሱስ ከዓ “ዕዉራት ይሪኡ፤ ሓንካሳት ይኸዱ፤ ለምፃማት ይነፅሁ፤ ፀማማት ይሰምዑ፤ ምውታን ይትስኡ፤ ንድኻታትውን ወንጌል ይስበኸሎም ኣሎሞ፥ ኬድኩም ዝረአኹምዎን ዝሰማዕኹምዎን ንዮሃንስ ንገርዎ።
Mikaroka ሉቃስ 7:21-22
Fidirana
Baiboly
Planina
Horonan-tsary