YouVersion 로고
성경묵상동영상
앱 다운로드
언어 선택
검색 아이콘

ግብሪ ሃዋርያት 13 - 인기 성경 구절

1

ግብሪ ሃዋርያት 13:2-3

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

እዚኣቶም ንእግዚኣብሄር እናገልገሉን እናፆሙን እንተለዉ፥ መንፈስ ቅዱስ፥ “ንበርናባስን ሳውልን፥ ነቲ ኣነ ዝመረፅክዎም ኣገልግሎት ፍለዩለይ” በሎም። ምስ ፆሙን ምስ ፀለዩን፥ ኣእዳዎም ኣንበሩሎም እሞ ኣፋነውዎም።

비교

ግብሪ ሃዋርያት 13:2-3 살펴보기

2

ግብሪ ሃዋርያት 13:38-39

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

እምበኣርከስ ኣቱም ኣሕዋትና፥ እዝ እንነግረኩም መልእኽቲ፥ ‘ስርየት ሓጢኣት ብኢየሱስ እዩ’ ዝብል ከም ዝኾነ ፍለጡ። እቲ ዅሉ፥ ብሕጊ ሙሴ ኽፀድቕ ዘይተኽኣሎ፥ ብኢየሱስ ብምእማን ይፀድቕ።

비교

ግብሪ ሃዋርያት 13:38-39 살펴보기

3

ግብሪ ሃዋርያት 13:47

መፅሓፍ ቅዱስ

ትመ15

እግዚኣብሄር ‘ክሳዕ ወሰን ምድሪ፥ ንምድሓን ምእንቲ ኽትከውን፥ ንኣህዛብ ብርሃን ገበርኩኻ’ ኢሉ ኣዚዙና እዩ እሞ።”

비교

ግብሪ ሃዋርያት 13:47 살펴보기

ግብሪ ሃዋርያት 13: 관련 무료 묵상 계획

이전 장
다음 장
YouVersion

매일 하나님과 친밀하게 동행하도록 격려하고 도전하기.

사역

소개

채용 정보

자원 봉사

블로그

기사

유용한 링크

도움

후원

성경 번역본

오디오 성경

성경 언어

오늘의 말씀


디지털 사역

Life.Church
English (US)

©2025 Life.Church / YouVersion

개인 정보 취급 정책약관
취약점 공개 프로그램
페이스북트위터인스타그램유튜브핀터레스트

홈

성경

묵상

동영상