ግብሪ ሃዋርያት 13:2-3

ግብሪ ሃዋርያት 13:2-3 ትመ15

እዚኣቶም ንእግዚኣብሄር እናገልገሉን እናፆሙን እንተለዉ፥ መንፈስ ቅዱስ፥ “ንበርናባስን ሳውልን፥ ነቲ ኣነ ዝመረፅክዎም ኣገልግሎት ፍለዩለይ” በሎም። ምስ ፆሙን ምስ ፀለዩን፥ ኣእዳዎም ኣንበሩሎም እሞ ኣፋነውዎም።

ግብሪ ሃዋርያት 13:2-3: 관련 무료 묵상 계획