ሰቆቃወ መእተዊ
መእተዊ
ሰቆቃወ ኤርሚያስ፥ ብ586 ቅድሚ ልደት ክርስቶስ ኢየሩሳሌም ምስ ዓነወት፤ ከምኡውን ህዝባ ምስ ተሰደዱ፥ ኣይሁድ ዝደግምወን ሓሙሽተ ቕኔታት ሓዘን ዝሓዘ መፅሓፍ እዩ። እዝ መፅሓፍ እዙይ ሓዘንን ቍዘማን ዝገልፅ እኳ እንተ ኾነ፥ ኣብ እግዚኣብሄር ምእማንን ብተስፋ ምፅባይን ዝነግር መልእኽቲውን ኣለዎ። ኣይሁድ ነቲ ብ586 ቅ.ል.ክ. ዝኾነ ዕንወት ብሓዘንን ብፆምን በብዓመት ክዝክርዎ እንተለዉ፥ ነዘን ቅኔታት እዚኣተን የንብብወን ነበሩ።
ትሕዝቶ
1. ሓዘን ኢየሩሳሌም 1፡1-22
2. መቕፃዕቲ ኣብ ልዕሊ ኢሩሳሌም 2፡1-22
3. መቕፃዕትን ተስፋን 3፡1-66
4. ዕንወት ኢየሩሳሌም 4፡1-22
5. ምሕረት ንምርካብ ዝግበር ፀሎት 5፡1-22
Valið núna:
ሰቆቃወ መእተዊ: ትመ15
Áherslumerki
Deildu
Afrita
Want to have your highlights saved across all your devices? Sign up or sign in