ሰቆቃወ 3:22-23

ሰቆቃወ 3:22-23 ትመ15

ሔት። ፈፂምና ዘይጠፋእናስ፥ ካብ ምሕረት እግዚኣብሄር ዝተልዓለ እዩ፤ ርህራሄኡ ኣይውዳእን እዩ እሞ። ንግሆ ንግሆ ሓድሽ እዩ፤ ተኣማንነትካውን ብዙሕ እዩ።