ሕዝቅኤል 39:28

ሕዝቅኤል 39:28 ትመ15

ኣነ ናብ ማእኸል ኣህዛብ ኣማሪኸዮም ነይረ እየሞ፥ ናብ ምድሮምውን ኣኪበዮም እየሞ፥ ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምዃነይ ክፈልጡ እዮም፤ ድሕሪዙይ ከዓ ኻብኣቶም ሓደ እኳ ኣብኡ ኣየትርፍን እየ።