ሕዝቅኤል 38:2-3

ሕዝቅኤል 38:2-3 ትመ15

“ኣታ ወዲ ሰብ፥ ገፅካ ናብ ጎግ ኣብ ምድሪ ማጎግ፥ እቲ ሓለቓ ሞሳሕን ቶቤልን መልስ እሞ ኣንፃሩ ተነበየሉ፤ በልውን፤ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዙይ ይብል ኣሎ፦ ኣታ ጎግ ሓለቓ ሞሳሕን ቶቤልን ኣብ ክሳድካ ኣለኹ።