1
ማቴዎስ 21:22
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ኣሚንኩም ብፀሎት ዝለመንኩምዎ ዅሉ ኽትቅበሉ ኢኹም” ኢሉ መለሰሎም።
Bera saman
Njòttu ማቴዎስ 21:22
2
ማቴዎስ 21:21
ኢየሱስ ከዓ “ብሓቂ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፥ እምነት እንተ ሃልያትኩም እሞ፥ እንተ ዘይተጠራጢርኩም፥ እዛ ዕፀ በለስ ከም ዝኾነቶ ጥራሕ ኣይኮነን እትገብሩ፤ ነዝ እምባ እዙይ ‘ተልዒልካ ናብ ባሕሪ ተወርወር’ እንተ በልኩምዎውን ክኾነልኩም እዩ።
Njòttu ማቴዎስ 21:21
3
ማቴዎስ 21:9
እቶም ቀቅድሚኡ ዝኸዱ ደድሕሪኡውን ዝስዕቡ ህዝቢ ኸዓ፥ ዓው ኢሎም “ሆሳዕና ንወዲ ዳዊት፥ እቲ ብስም እግዚኣብሄር ዝመፅእ ቡሩኽ እዩ፤ ሆሳዕና ኣብ ኣርያም!” እናበሉ ድምፂ የስምዑ ነበሩ።
Njòttu ማቴዎስ 21:9
4
ማቴዎስ 21:13
“ ‘ቤተይ ቤተ ፀሎት ይበሃል’ ዝብል ፅሑፍ ኣሎ፤ ንስኻትኩም ግና በዓቲ ሰረቕቲ ገበርኩምዎ” በሎም።
Njòttu ማቴዎስ 21:13
5
ማቴዎስ 21:4-5
እዝ ዅሉ ዝኾነ እቲ ብነቢይ “ንጓል ፅዮን፥ ‘እንሆ፥ የዋህን ፃድቕን ንጉስኪ፥ ኣብ ኣድግን ኣብ ገልገል ኣድግን ተቐሚጡ፥ ናባኺ ይመፅእ ኣሎ’ በልዋ” ዝተብሃለ ምእንቲ ኽፍፀም እዩ።
Njòttu ማቴዎስ 21:4-5
6
ማቴዎስ 21:42
ኢየሱስ ከዓ፦ “ ‘እቲ ነደቕቲ ዝነዓቕዎ እምኒ፥ ንሱ ርእሲ መኣዝን ኮነ፤ እዙይ ካብ እግዚኣብሄር ኮነ፤ ነዒንትናውን ዘደንቕ እዩ፤’ ዝብልዶ ኣብ መፃሕፍቲ ኸቶ ኣየንበብኩምን?
Njòttu ማቴዎስ 21:42
7
ማቴዎስ 21:43
“ስለዙይ ድማ እታ መንግስቲ እግዚኣብሄር ካባኻትኩም ከም እትውሰድ፥ ፍረኣ ንዘፍሪ ህዝቢ እውን ከም እትወሃብ እብለኩም ኣለኹ፤
Njòttu ማቴዎስ 21:43
Heim
Biblía
Áætlanir
Myndbönd