1
ሕዝቅኤል 2:2-3
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ክዛረበኒ እንተሎ ኸዓ፥ መንፈስ ኣተወኒ፤ ብእግረይ ድማ ደው ኣበለኒ፤ ነቲ ዝዛረበኒውን ሰማዕኽዎ። በለኒውን፥ “ኣታ ወዲ ሰብ፥ ናብ ደቂ እስራኤል፥ ናብቶም ካባይ ዝዓመፁ ዓመፀኛታት ህዝቢ እልእኸካ ኣለኹ፤ ንሳቶምን ኣቦታቶምን ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ዓሚፆሙኒ ኣለዉ።
Bera saman
Njòttu ሕዝቅኤል 2:2-3
2
ሕዝቅኤል 2:7-8
ዓለውቲ እዮም እሞ፥ እንተ ሰምዑ ወይ እንተ ኣበዩ፥ ቃለይስ ንገሮም ደኣ። “ንስኻ ግና ኣታ ወዲ ሰብ፥ ዝብለካ ዘለኹ ስማዕ፤ ከምታ ዓማፂት ቤት፥ ዓማፂ ኣይትኹን፤ ኣፍካ ኽፈት፤ ነዝ ዝህበካ ዘለኹ ድማ ብልዓዮ።”
Njòttu ሕዝቅኤል 2:7-8
3
ሕዝቅኤል 2:5
“ንሳቶም ዓማፂት ቤት እዮም እሞ፥ እንተ ሰምዑ ወይ እንተ ኣበዩ፥ ኣብ ማእኸሎም ነቢይ ኸም ዘሎ ኽፈልጡ እዮም።
Njòttu ሕዝቅኤል 2:5
Heim
Biblía
Áætlanir
Myndbönd