1
ዘፀኣት 25:8-9
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
“ኣነ ኣብ ማእኸሎም ምእንቲ ኽነብር ድማ መቕደስ ይግበሩለይ። ነቲ ድንኳንን ነቲ ኣቑሑኡን ከምቲ ኣነ ዘርእየካ ጌርካ ስርሓዮ።
Bera saman
Njòttu ዘፀኣት 25:8-9
2
ዘፀኣት 25:2
“ንደቂ እስራኤል መባእ ከምፅኡለይ ንገሮም፤ ነቲ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ብልቡ ፈትዩ ዘምፅአለይ መባእ ከዓ ተቐበሉ።
Njòttu ዘፀኣት 25:2
Heim
Biblía
Áætlanir
Myndbönd