1
ማርቆስ 15:34
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ትሽዓተ ሰዓት ምስ ኮነ ኢየሱስ ብዓብዪ ድምፂ “ኤሎሄ! ኤሎሄ! ላማ ሰበቅታኒ?” እናበለ ዓው ኢሉ ድምፂ ኣስምዐ። ትርጕሙ ድማ “ኣምላኸይ፥ ኣምላኸይ፥ ንምንታይ ሓደግካኒ?” ማለት እዩ።
Lee anya n'etiti ihe abụọ
Nyochaa ማርቆስ 15:34
2
ማርቆስ 15:39
እቲ ኣብ መንፅሩ ደው ኢሉ ዝነበረ ሓለቓ ሚእቲ ኸዓ፥ ነፍሱ ብኸምዙይ ካብ ስጋኡ ኸም ዝተፈለየት ምስ ረአየ “እዝ ሰብ እዙይ ብሓቂ ወዲ እግዚኣብሄር እዩ ነይሩ” በለ።
Nyochaa ማርቆስ 15:39
3
ማርቆስ 15:38
መጋረጃ ቤተ መቕደስ ድማ፥ ካብ ላዕሊ ኽሳዕ ታሕቲ፥ ኣብ ክልተ ተተርተረ።
Nyochaa ማርቆስ 15:38
4
ማርቆስ 15:37
ኢየሱስ ከዓ ብዓብዪ ድምፂ ገዓረ፤ ነፍሱውን ሃበ።
Nyochaa ማርቆስ 15:37
5
ማርቆስ 15:33
ካብ ሽዱሽተ ሰዓት ክሳዕ ትሽዓተ ሰዓት ኣብ ኵሉ ምድሪ ፀልማት ኮነ።
Nyochaa ማርቆስ 15:33
6
ማርቆስ 15:15
ጲላጦስ ከዓ ነቶም ህዝቢ ኸሐጕሶም ደልዩ፥ ንበርባን ፈትሐሎም፤ ንኢየሱስ ግና ገሪፉ ኽሰቕልዎ ሃቦም።
Nyochaa ማርቆስ 15:15
Ebe Mmepe Nke Mbụ Nke Ngwá
Akwụkwọ Nsọ
Atụmatụ Ihe Ogụgụ Gasị
Vidiyo Gasị