1
ዘሑልቍ 6:24-26
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
‘እግዚኣብሄር ይባርኽካን ይሓሉኻን፤ እግዚኣብሄር ገፁ የብርሀልካ፤ ይራህርሀልካውን። እግዚኣብሄር ገፁ ይምለሰልካ፤ ሰላም ድማ ይሃብካ።’
Konpare
Eksplore ዘሑልቍ 6:24-26
2
ዘሑልቍ 6:27
“ከምዙይ ገይሮም ስመይ ኣብ ልዕሊ ደቂ እስራኤል የንብሩ፤ ኣነውን ክባርኾም እየ።”
Eksplore ዘሑልቍ 6:27
3
ዘሑልቍ 6:23
“ንደቂ እስራኤል እንትትባርኽዎም ከምዙይ በልዎም ኢልካ ንኣሮንን ንደቁን ንገሮም፦
Eksplore ዘሑልቍ 6:23
Akèy
Bib
Plan yo
Videyo