1
ግብሪ ሃዋርያት 12:5
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ስለዙይ ጴጥሮስ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይሕሎ ነበረ፤ እታ ቤተ ክርስቲያን ግና፥ ምእንታኡ ተጊሃ፥ ናብ እግዚኣብሄር ትፅሊ ነበረት።
Konpare
Eksplore ግብሪ ሃዋርያት 12:5
2
ግብሪ ሃዋርያት 12:7
እንሆ ኸዓ መልኣኽ እግዚኣብሄር ናብኡ ወሪዱ ተርኣየ፤ ኣብታ ቤት ማእሰርቲ ድማ፥ ብርሃን በርሀ፤ እቲ መልኣኽ ንጴጥሮስ ጐኑ ነኺኡ “ቐልጢፍካ ተስእ!” በሎ፤ እተን መዋቕሕ ድማ፥ ካብ ኣእዳዉ ወደቓ።
Eksplore ግብሪ ሃዋርያት 12:7
Akèy
Bib
Plan yo
Videyo