1
ግብሪ ሃዋርያት 22:16
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ሕዝኸ እንታይ ትፅበ ኣለኻ? ተስእሞ፥ ስም ጐይታ እናፀዋዕኻ ተጠመቕ፤ ካብ ሓጢኣትካውን ተሓፀብ” በለኒ።
השווה
חקרו ግብሪ ሃዋርያት 22:16
2
ግብሪ ሃዋርያት 22:14
ንሱ ኸዓ፥ ፍቓዱ ኽትፈልጥን፥ ነቲ ፃድቕ [ክርስቶስ] ከዓ ኽትሪኦን፥ ካብ ኣፉውን ቃል ክትሰምዕ ኣምላኽ ኣቦታትና ሓረየካ።
חקרו ግብሪ ሃዋርያት 22:14
3
ግብሪ ሃዋርያት 22:15
እዙይ ድማ፥ በቲ ዝረአኻዮን ዝሰማዕኻዮን ኣብ ቅድሚ ዅሉ ሰብ ምስክር ምእንቲ ኽትኮኖ እዩ።
חקרו ግብሪ ሃዋርያት 22:15
בית
כתבי הקודש
תכניות
קטעי וידאו