1
ዘፀኣት 39:43
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ሙሴ ድማ ንዅሉ ስራሕ፥ ከምቲ እግዚኣብሄር ዝኣዘዞ ገይሮም ከም ዝሰርሕዎ ሪኡ ባረኾም።
Σύγκριση
Διαβάστε ዘፀኣት 39:43
2
ዘፀኣት 39:42
ደቂ እስራኤል ከምቲ እግዚኣብሄር ንሙሴ ዝኣዘዞ ዅሉ ገይሮም ሰርሕዎ።
Διαβάστε ዘፀኣት 39:42
3
ዘፀኣት 39:32
ኵሉ እቲ መራኸቢ ድንኳን ተሰሪሑ ተፈፀመ። ደቂ እስራኤል፥ ከምቲ እግዚኣብሄር ንሙሴ ዝኣዘዞ ዅሉ ገበሩ።
Διαβάστε ዘፀኣት 39:32
Αρχική
Αγία Γραφή
Σχέδια
Βίντεο