1
ፊልጵስዩስ 1:6
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
እቲ ኣብ ህይወትኩም ሰናይ ግብሪ ዝጀመረ እግዚኣብሄር፥ ክሳዕ እታ ክርስቶስ ኢየሱስ ተመሊሱ ዝመፀላ መዓልቲ፥ ከም ዝፍፅሞ ተረዲአ ኣለኹሞ።
సరిపోల్చండి
ፊልጵስዩስ 1:6 ని అన్వేషించండి
2
ፊልጵስዩስ 1:9-10
ፍቕርኹም፥ ብዅሉ ፍልጠትን ምስትውዓልን፥ ብዝበለፀ እናበዝሐ ምእንቲ ክኸይድ እፅሊ ኣለኹ። እዙይውን ነቲ ዝበለፀ መርሚርኩም ክትፈልጡ፥ በታ ክርስቶስ ተመሊሱ ዝመፀላ መዓልቲ፥ ንፁሃትን ነቐፋ ዘይብልኩምን ኴንኹም ምእንቲ ኽትርከቡ፥
ፊልጵስዩስ 1:9-10 ని అన్వేషించండి
3
ፊልጵስዩስ 1:21
ንኣይ ህይወት ማለት ክርስቶስ እዩ፤ ሙማት ድማ፥ ረብሓይ እዩ እሞ።
ፊልጵስዩስ 1:21 ని అన్వేషించండి
4
ፊልጵስዩስ 1:3
ኵልሻዕ ንኣኻትኩም ክዝክር እንተለኹ፥ ንኣምላኸይ አመስግኖ።
ፊልጵስዩስ 1:3 ని అన్వేషించండి
5
ፊልጵስዩስ 1:27
ክሪአኩም እንተ መፃእኹ ወይ ኣብ ርሑቕ እንተለኹ፥ ብሓደ መንፈስ ፀኒዕኹም፥ ምእንቲ እምነት ወንጌል፥ ብሓደ ልቢ ትጋደሉ ምህላውኩም ምእንቲ ኽሰምዕ፥ ኣካይዳኹም ንወንጌል ክርስቶስ ዝበቅዕ ይኹን።
ፊልጵስዩስ 1:27 ని అన్వేషించండి
6
ፊልጵስዩስ 1:20
እዙይ ሃረርታይን ተስፋይን እዩሞ፥ ብምንም ኣይሓፍርን እየ። ሕዚ እውን እንተ ኾነ፥ ከምቲ ዅልሻዕ፥ እንተስ ብህይወት እንተስ ብሞት፥ ንክርስቶስ ብስጋይ ከኽብሮ እየ።
ፊልጵስዩስ 1:20 ని అన్వేషించండి
7
ፊልጵስዩስ 1:29
እቲ ተውሂቡኩም ዘሎ ፀጋ ኸዓ፥ ብእኡ ኽትኣምኑ ጥራሕ ዘይኮነስ፥ ምእንታኡውን መከራ ኽትቅበሉ እዩ።
ፊልጵስዩስ 1:29 ని అన్వేషించండి
హోమ్
బైబిల్
ప్రణాళికలు
వీడియోలు