1
ግብሪ ሃዋርያት 7:59-60
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ብእምኒ ቐጥቂጦም ክቐትልዎ እንተለዉ ኸዓ እስጢፋኖስ “ኦ ጐይታ ኢየሱስ! ንነፍሰይ ተቐበላ” ኢሉ ፀለየ። ተንበርኪኹ ኸዓ ብዓብዪ ድምፂ “ኦ ጐይታ፥ ነዙ ሓጢኣት እዙይ ኣይትቝፀረሎም” በለ። እዙይ ምስ በለውን ዓረፈ።
సరిపోల్చండి
ግብሪ ሃዋርያት 7:59-60 ని అన్వేషించండి
2
ግብሪ ሃዋርያት 7:48-50
ከምቲ ነቢይ፦ ‘ሰማይ ዙፋነይ እዩ፤ ምድሪ ኸዓ መርገፂ እግረይ እያ፤ ከመይ ዝበለ ቤት ደኣ ኢኹም እትሃንፁለይ? ይብል እግዚኣብሄር፤ ከመይ ዝበለ ስፍራኸ እዩ እቲ ኣነ ዝዓርፈሉ? ነዝ ዅሉ ነገራትስ ኢደይዶ ኣይኮነን ዝገበሮ?’ ዝበሎ፥ እቲ ልዑል እግዚኣብሄር፥ ብኢድ ሰብ ኣብ ዝተሃንፀ ቤት ኣይነብርን እዩ።
ግብሪ ሃዋርያት 7:48-50 ని అన్వేషించండి
3
ግብሪ ሃዋርያት 7:57-58
ንሳቶምውን ዓው ኢሎም ድምፂ እናስምዑ፥ ኣእዛኖም ደፊኖም ድማ፥ ብሓደ ልቢ ኾይኖም ናብኡ ጐየዩ። ካብታ ኸተማ ኣውፂኦም ከዓ፥ ብእምኒ ቐጥቂጦም ቀተልዎ፤ እቶም ዝቐተልዎ ድማ፥ ክዳውንቶም ኣብ ጥቓ ኣእጋር ሳውል ዝበሃል ጐበዝ ኣንበሩ።
ግብሪ ሃዋርያት 7:57-58 ని అన్వేషించండి
హోమ్
బైబిల్
ప్రణాళికలు
వీడియోలు