1
ዘካርያስ 7:9
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
“ጐይታ ሰራዊት እግዚኣብሄር ከምዙይ ኢሉ ተዛረበ፦ ‘ሓቀኛ ፍርዲ ፍረዱ፤ ኵልኻትኩም ድማ ነሕዋትኩም ሰናይን ምሕረትን ግበሩ።
Uporedi
Istraži ዘካርያስ 7:9
2
ዘካርያስ 7:10
ንመበለትን ንደኽታምን ንስደተኛን ንድኻን ኣይትግፍዑ፤ ካባኻትኩምውን፥ ሓደ እኳ ብልቡ ንሓዉ ኽፉእ ነገር ኣይሕሰብ።’
Istraži ዘካርያስ 7:10
Početna
Biblija
Planovi
Video zapisi