Mufananidzo weYouVersion
Mucherechedzo Wekutsvaka

ኤፌሶን 4:22-24

ኤፌሶን 4:22-24 ትመ15

ነቲ ቐደም ትነብሩሉ ዝነበርኩም፥ ብኽፉእ ትምኒት ዝተበላሸወ ኣረጊት ሰብነትኩም ቀንጥጡ፤ ብመንፈስ ኣእምሮኹም ተሓደሱ። ነቲ ብኣርኣያ እግዚኣብሄር፥ ብፅድቅን ብቕድስናን ዝተፈጥረ ሓድሽ ሰብ ከዓ፥ ልበስዎ።