Mufananidzo weYouVersion
Mucherechedzo Wekutsvaka

2ይ ተሰሎንቄ 2:16-17

2ይ ተሰሎንቄ 2:16-17 ትመ15

ባዕሉ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስን፥ እቲ ዘፍቀረና፥ ብፀጋኡ ኸዓ፥ ዘለኣለማዊ ምፅንናዕን፥ ሰናይ ተስፋውን ዝሃበና እግዚኣብሄር ኣቦና፥ ንልብኹም የፀናንዕ፤ ብሰናይ ግብርን ቃልን ከዓ የበርትዕኹም።