1
ዮሃንስ 1:12
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ነቶም ኵሎም ዝተቐበልዎን ብስሙ ንዝኣመኑን ግና፥ ውሉድ እግዚኣብሄር ክኾኑ ስልጣን ሃቦም።
සසඳන්න
ዮሃንስ 1:12 ගවේෂණය කරන්න
2
ዮሃንስ 1:1
ብመጀመርታ ቓል ነበረ፤ እቲ ቓል ድማ ኣብ እግዚኣብሄር ነበረ፤ እቲ ቓልውን እግዚኣብሄር ነበረ።
ዮሃንስ 1:1 ගවේෂණය කරන්න
3
ዮሃንስ 1:5
ብርሃንውን ኣብ ፀልማት የብርህ፤ ፀልማት ከዓ ኣይሰዓሮን።
ዮሃንስ 1:5 ගවේෂණය කරන්න
4
ዮሃንስ 1:14
እቲ ቓልውን ስጋ ኾነ፤ ፀጋን ሓቅን መሊእዎ ኸዓ ኣባና ሓደረ፤ ከምቲ ነቦኡ ሓደ ዝኾነ ውሉድ ዝረኽቦ ኽብሪ፥ ክብሩ ረአና።
ዮሃንስ 1:14 ගවේෂණය කරන්න
5
ዮሃንስ 1:3-4
ኵሉ ብእኡ ኾነ፤ ካብቲ ዅሉ ዝኾነ ድማ፥ ብዘይ ብእኡ ሓደኳ ዝኾነ የለን። ህይወት ኣብኡ ነበረት፤ እታ ህይወት ከዓ፥ ብርሃን ሰብ ነበረት።
ዮሃንስ 1:3-4 ගවේෂණය කරන්න
6
ዮሃንስ 1:29
ንፅባሒቱ፥ ዮሃንስ ንኢየሱስ ናብኡ ኽመፅእ እንተሎ ምስ ረአዮ “ሓጢኣት ዓለም ዘርሕቕ፥ ናይ እግዚኣብሄር በጊዕ እንሆ!” በለ።
ዮሃንስ 1:29 ගවේෂණය කරන්න
7
ዮሃንስ 1:10-11
ኣብ ዓለምውን ነበረ፤ ዓለም ከዓ ብእኡ ኾነ፤ ዓለም ግና ኣይፈለጦን። ናብቶም ናቱ መፀ፤ እቶም ናቱ ግና ኣይተቐበልዎን።
ዮሃንስ 1:10-11 ගවේෂණය කරන්න
8
ዮሃንስ 1:9
እቲ ንዅሉ ሰብ ዘብርህ ናይ ብሓቂ ብርሃን ግና፥ እቲ ናብ ዓለም ዝመፀ እዩ።
ዮሃንስ 1:9 ගවේෂණය කරන්න
9
ዮሃንስ 1:17
ሕጊ ብሙሴ ተውሃበ፤ ፀጋን ሓቅን ግና ብኢየሱስ ክርስቶስ ኮነ።
ዮሃንስ 1:17 ගවේෂණය කරන්න
නිවස
බයිබලය
සැලසුම්
වීඩියෝ