1
ግብሪ ሃዋርያት 28:31
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
እንተይተኸልከለ ኸዓ፥ መንግስቲ እግዚኣብሄር ብብዙሕ ትብዓት ይሰብኽ፥ ብዛዕባ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስውን፥ ይምህር ነበረ።
Compare
ግብሪ ሃዋርያት 28:31ਪੜਚੋਲ ਕਰੋ
2
ግብሪ ሃዋርያት 28:5
ጳውሎስ ግና ነታ ኣፍዑት፥ ናብቲ ሓዊ ነፀጋ፤ ሓደኳ ጕድኣት ኣይረኸቦን።
ግብሪ ሃዋርያት 28:5ਪੜਚੋਲ ਕਰੋ
3
ግብሪ ሃዋርያት 28:26-27
‘ናብዝ ህዝቢ እዙይ ኺድ እሞ፥ ምስማዕ ክትሰምዑ ኢኹም፤ ግና ኣይተስተውዕሉን፤ ምርኣይ ክትሪኡ ኢኹም፤ ግና ኣይትርድኡን፥ ኢልካ ንገሮም። በእዛኖም ከይሰምዑ ኣእዛኖም ኣፅመሙ፤ በዒንቶም ከይሪኡ ኣዒንቶም ኣዐመቱ፤ ብልቦም ከየስተውዕሉ እሞ ኸይምለሱ፥ ኣነውን ከየሕውዮምስ፥ ልቢ እዝ ህዝቢ እዙይ ድንዙዝ እዩ።’
ግብሪ ሃዋርያት 28:26-27ਪੜਚੋਲ ਕਰੋ
Home
ਬਾਈਬਲ
Plans
ਵੀਡੀਓ